Artist: Hewan Gebrewold
Lyrics of Artist: Hewan Gebrewold
  1. [Lyric] ኣነ (Hewan Gebrewold)

    ሓቂ ክዛረብ ብዘይ ቃልዓለም አነ ዝመስል የለን አብ ዓለም ምናልባት ብገጽ እምበር ብባህሪ ንዓይ ዝመስል የለን ኣብ ምድሪ አታ ዕልል ዕልልሞ ዕልል ዕልልሞ አይቅየርን እንተ አነሞ ኣነ እየ አነሞ (ኣነ እየ አነሞ) ኣታ ዕልል ዕልልሞ ዕልል ዕልልሞ አይቅየርን እንተ አነሞ ኣነ እየ አነሞ (ኣነ እየ አነሞ) አነ አነ እንድየ (ኣሃይ ላለይ) ብመን ክትካእ (ኣሃይ ላለይ) ወዲሰብ ብባህሪ (ኣሃይ ላለይ) እንድዩ ዝልካዕ ኣነ... ኣነ... ኣነ... ኣነ ኣነ... ኣነ... ኣነ... ኣነ (ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ (ኣነ) አሎ ብዙሕ...Learn More
    popHewan Gebrewold