Song: ኣነ
Year: 2020
Viewed: 41 - Published at: 2 years ago

ሓቂ ክዛረብ ብዘይ ቃልዓለም
አነ ዝመስል የለን አብ ዓለም
ምናልባት ብገጽ እምበር ብባህሪ
ንዓይ ዝመስል የለን ኣብ ምድሪ

አታ ዕልል ዕልልሞ ዕልል ዕልልሞ
አይቅየርን እንተ አነሞ ኣነ እየ አነሞ (ኣነ እየ አነሞ)
ኣታ ዕልል ዕልልሞ ዕልል ዕልልሞ
አይቅየርን እንተ አነሞ ኣነ እየ አነሞ (ኣነ እየ አነሞ)

አነ አነ እንድየ (ኣሃይ ላለይ)
ብመን ክትካእ (ኣሃይ ላለይ)
ወዲሰብ ብባህሪ (ኣሃይ ላለይ)
እንድዩ ዝልካዕ

ኣነ... ኣነ... ኣነ... ኣነ
ኣነ... ኣነ... ኣነ... ኣነ
(ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ
(ኣነ) አሎ ብዙሕ (ኣነ) ናይ በይነይ ጸጋ
(ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ
(ኣነ) አሎ ብዙሕ (ኣነ) ናይ በይነይ ጸጋ
ንሰብ መሲለ ክመስሉ ርኤ
ውሽጠይ ዘሎ ጸጋ ዘንጊኤ
ዓሽየ ኔረ አብ ውሽጠይ ለካ
አሎ ብዙሕ ናይ በይነይ ጸጋ

ኣነ... ኣነ... ኣነ... ኣነ
ኣነ... ኣነ... ኣነ... ኣነ
(ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ
(ኣነ) አሎ ብዙሕ (ኣነ) ናይ በይነይ ጸጋ
(ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ
(ኣነ) አሎ ብዙሕ (ኣነ) ናይ በይነይ ጸጋ

እንተ አነሞ ብዕሊ
ርእሰይ ምምሳልየ ዝደሊ (ኣነ)
ርእሱ ዝመስል አብ ሎሚ
ኮይኑ ንጽባሕ ዘልሊ (ኣነ)
እንተአነሞ ብዕሊ
ርእሰይ ምምሳልየ ዝደሊ (ኣነ)
ርእሱ ዝመስል አብ ሎሚ
ኮይኑ ንጽባሕ ዘልሊ (ኣነ)

(ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ (ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ
(ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ (ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ
(ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ (ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ
(ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ (ኣነ) ላሌ ላሎ ላሌ ላሎ
(ኣነ) እንተ አነሞ እንተ አነሞ (ኣነ) እንተ አነሞ
(ኣነ) እንተ አነሞ እንተ አነሞ (ኣነ) እንተ አነሞ
(ኣነ) እንተ አነሞ (ኣነ) እንተ አነሞ (ኣነ) እንተ አነሞ
(ኣነ) እንተ አነሞ (ኣነ) እንተ አነሞ (ኣነ) እንተ አነሞ
(ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ
(ኣነ) አሎ ብዙሕ (ኣነ) ናይ በይነይ ጸጋ
(ኣነ) ዓሽየ ኔረ (ኣነ) አብ ውሽጠይ ለካ
(ኣነ) አሎ ብዙሕ (ኣነ) ናይ በይነይ ጸጋ

( Hewan Gebrewold )
www.ChordsAZ.com

TAGS :